ማሕበር ኣማራጺ-ሕክምና ንልዕሊ ሰላሳ ዓመት ሰብ ሞያን ናይ ሞያ ማሕበራትን ኣብ ህዝባዊ ርክባትን ኣማራጻዊ ናይ ሕክምና ሞያ ሰሪሑዩ
ሓበሬታ፣ ምክሪን ተወሳኪ ስልጠ ንህብ ከምኡውን ኮንፍረንስ ኤክስፖን ከባቢያዊ ማሕበራትን ኣኬባታት ከባቢያዊ ጥርናፈ ነወሃህድ
ተወሳኪ ብኣተክሮ ህዝባዊ ርክባት ንኣማራጺ ሙያ ናይ ሕክምና ንሰርሕ
ብትወሳኪ ናይ ጥዕና ፖሊቲክ ናይ ሞያታኛ ፖሊቲክን ናይ ህዝባዊ ርክባት ገጽታን ንጥቕሚ ንተሃከምቲን ኣባላትና ክውዕል ንጽዕር
ንማዕከላዊ ዜናን ንፖለቲካ እኩሉን ንጹርን ሓበሬታን ንቕርብ
ተሓከምቲ ካባና ብዛዕባ ኣማራጫዊ ሕክምና ሓፈሻዊ ስራሕ ብምርካብ ኣብ ከባቢዖም ዝርከብ ናይ ሕክምና ኣድራሻ ይረክቡ
ኣማራጫዊ ሓኪም ናይ ሙኩዋን ድለት ዘለዎ ወይ ከኣ ናይ ስርዓተ- ምሕረት ስልጠና ክገብር ዝደልይ ካባና ኣገዳሲ ሓበሬታ ምክሪን ሰሚናርን ይረክብ
ምስ ካልኦት ሃገራዊ ማሕበራት ብምዃን ኣብ ኣገዳሲ ልዕሊ ሃገራዊ ማሕበራት ዝኮነ ስርሓትን ፖለቲካዊ ስርሓትን ንሰርሕ።

Freie Heilpraktiker e.V.
Benrather Schloßallee 49-53
40597 Düsseldorf
ጀርመን / Germany
e-Mail Diese E-Mail-Adresse ist vor Spambots geschützt! Zur Anzeige muss JavaScript eingeschaltet sein!